ኣምላኽ “ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኸውንን እዩ።”—ራእይ 21:4።
ተወሳኺ ሓሳባት መጽሓፍ ቅዱስ
-
ጠንቂ መከራና፡ ኣምላኽ ኣይኰነን።—ያእቆብ 1:13።
-
ኣምላኽ ስለ ዚሓልየልና ኻብ ጭንቀትና ኼናግፈና እዩ።—መዝሙር 34:17-19።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።