መንግስቲ ኣምላኽ ንጸገማትና እትፈትሖ ብኸመይ እያ፧
“እኩያት ኣይኪህልዉን እዮም፣ . . . ዓቃላት ግና ንምድሪ ኺርስተይዋ እዮም።”—መዝሙር 37:10, 11።
ተወሳኺ ሓሳባት መጽሓፍ ቅዱስ
-
መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ዘላ መንግስቲ እያ።—ዳንኤል 2:44፣ 7:14።
-
ዜድልየና ዘበለ ዅሉ ኸተማልኣልና እያ።—ኢሳይያስ 65:21-23።
ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ናብ jw.org እቶ።