ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧
ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧
ህይወትና ትርጉምን ዕላማን ምእንቲ ኺህልዎ፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧
እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት
ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታትእዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧
‘ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧’ ኢልካ ሓሲብካ ትፈልጥዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብኸመይ ከም ዚምልሳ ተምሃር።
መብርሂ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ
ኤርምያስ 29:11—“ኣነ ዝሓስበልኩም ዘለኹ ሓሳብሲ ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ”
ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ‘ዝሓሰበሉ ሓሳብ’ ኣለዎ ድዩ፧
ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ
ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧
ንሓያሎ ዘመናት፡ ሰባት ንፈጣሪኦም ኪፈልጥዎ ኸም ዘለዎም እዩ ኺስምዖም ጸኒሑ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓርኪ ኣምላኽ ክንከውን ይሕግዘና እዩ። እቲ ዕርክነት እቲ ድማ፡ ስሙ ብምፍላጥ እዩ ዚጅምር።
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ከመይ ጌርካ ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቶም ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩ ንዘለኣለም ከም ዚነብሩ የተስፉ እዩ። ኣምላኽ እንታይ ሰለስተ ነገር ክንገብር ከም ዚደልየና ርአ።
ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ
ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧
ትግርኛ
ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020433/univ/art/1102020433_univ_sqr_xl.jpg

