ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧

ትግርኛ
ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020424/univ/art/1102020424_univ_sqr_xl.jpg
ebtv

ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧

ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት፡ እንተላይ ገሊኦም ሃይማኖተኛታት፡ ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ከም ዘይኰነ እዩ ዚመስሎም። እዚ ግና ትኽክል ድዩ፧