ዓርኪ የሆዋ ኹን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ ኣጻውት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ ንየሆዋ ተፍቅሮ እንተ ዄንካ፡ ካብ ካልኦት እተፈለኻ ምዃን ጽቡቕ ነገር እዩ! እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንጥፈታት ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ ዞዊ ንየሱስ ብምምሳል ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ ኽትከውን ከም እትኽእል ተማሂራ። ንስኻኸ፧ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ፖስተር ፖስተር፦ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ ነዚ ፖስተር ሕተሞ፡ ምሳኻ እውን ዓቅቦ። ቪድዮታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።