ዓርኪ የሆዋ ኹን ትምህርቲ 2፦ ንየሆዋ ተኣዘዞ ኣጻውት ትምህርቲ 2፦ ንየሆዋ ተኣዘዞ ብዝዀነ ይኹን ባምቡላ ኽንጻወት ግቡእ ድዩ፧ ንመልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ምስቲ ዓርኪ የሆዋ ዝዀነ ካሌብ ዄንካ ርኸባ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ቪድዮታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።