ዓርኪ የሆዋ ኹን
ንቘልዑ ኣገዳሲ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርትታት ዚምህር ቪድዮታት ካርቱን ርአ ወይ ኣራግፍ።
ተቐባል ጋሻ ኹን
ጋሻ ብኸመይ ክትቅበል ትኽእል፧ ቀሊል ኣቀባብላ ጋሻ፡ ዓብዪ ለውጢ ኼምጽእ ይኽእል እዩ።
ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ!
ካሌብ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምልክታ ምስ ሰምዐ፡ ብዛዕባ ፈላምነት ኪሓስብ ጀመረ።
ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ
እቲ የሱስ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ስለምንታይ ካብ ኵሉ ዝዓበየ ውህበት ከም ዝዀነ ተምሃር።
ኣምላኽ እዩ ዜብቍል
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምምራሕ የጨንቐካ ድዩ፧ የሆዋ ኺሕግዘካ እዩ።
የሆዋ ኣቦና እዩ
የሆዋ ኸም ፈቃር ኣቦ ስለ ዝዀነ፡ ይሰምዓካን ይሓልየልካን እዩ።
ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ
ዞዊ ኸም የሱስ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ ኽትከውን ከም እትኽእል ተማሂራ።
ናብ ጥምቀት ዚመርሕ ስጕምትታት
ሶፍያ ናብ ጥምቀት ዚመርሕ ስጕምትታት ተማሂራ።
ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን
ካሌብ ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ብዛዕባ ምዃን ተማሂሩ።
ትምህርቲ 47፦ ምስ መን እየ ኽተዓራረኽ ዘሎኒ፧
የሆዋ ኣዕሩኽ ኪህልዉኻ ይደሊ እዩ፣ ግናኸ፡ ከመይ ጌርካ ኢኻ ጥዑያት ኣዕሩኽ ከተጥሪ እትኽእል፧
ትምህርቲ 45፦ ንኣምላኽ ዘይንርእዮ ኻብ ኰንና፡ ስለምንታይ ንእዘዞ፧
ንኣምላኽ ዘይንርእዮ ኽነስና፡ ስለምንታይ ንእዘዞ፧ ሶፍያ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብኸመይ መልሲ ኸም እትህበላ ንርአ።
ትምህርቲ 44፦ ኣይትተሓለል
ሰባት ነቲ ብስራት ኪሰምዕዎ እንተ ዘይደልዮም ከመይ ይስምዓካ፧ ካሌብን ሶፍያን እንታይ ከም ዝገበሩ ርአ።
ትምህርቲ 43፦ የሆዋ ንጸሎትና ይምልሶ ድዩ፧
ብጸሎት ካብ የሆዋ ሓገዝ ክትልምን ትኽእል ኢኻ፣ ንሱ እውን ኪሰምዓካ እዩ።
ትምህርቲ 41፦ ዕለተ ልደትና ኸነብዕል ግቡእ ድዩ፧
ዕለተ ልደት ስለምንታይ ከም ዘይተብዕል ንኻልኦት ብኸመይ ከተረድኦም ትኽእል፧
ትምህርቲ 40፦ የሆዋ ይቕረ ይብል
ጌጋ እንተ ጌርና፡ ተስፋ ኽንቈርጽ ኣሎናዶ፧ ካሌብ ካብ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም እተማህረ እስከ ንርአ።
ትምህርቲ 38፦ ንብጻይካ ኣፍቅሮ
ከመይ ጌርካ ኢኻ ነቲ ሕያዋይ ሳምራዊ ኽትመስሎን ንብጻይካ ፍቕሪ ኸተርእን እትኽእል፧
ትምህርቲ 37፦ መስዋእቲ ግበር
የሱስ ንኻልኦት ንምሕጋዝ፡ ወትሩ መስዋእቲ ይገብር ነይሩ። እሞ ደኣ ኸመይ ጌርካ ንየሱስ ክትመስሎ ትኽእል፧
ትምህርቲ 36፦ ተግሳጽ መግለጺ ፍቕሪ እዩ
ስለምንታይ እዩ የሆዋ ንዜፍቅሮም ዚግስጾም፧
ትምህርቲ 35፦ ንግዜኻ ብዝበለጸ ተጠቐመሉ
ግዜ ውህበት የሆዋ እዩ። ብጥበብ ክትጥቀመሉ ኣሎካ።
ትምህርቲ 34፦ ንሰብ ሓግዝ
ባህርያዊ ሓደጋ ኼጋጥም ከሎ፡ ንሰብ ንምሕጋዝ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧
ትምህርቲ 33፦ ንየሆዋ ኣሐጕሶ
መዓልቲ መዓልቲ እትገብሮ ነገር፡ ንልቢ ኣምላኽ ኬሐጕሶ ይኽእል እዩ።
ትምህርቲ 32፦ ኣብ ኣገልግሎት ንፉዕ ኩን
ናብ ኣገልግሎት ቅድሚ ምኻድካ፡ ሰለስተ ስጕምቲ ኽትምሃር ኣሎካ።
ትምህርቲ 31፦ ንቤት የሆዋ ፍተዎ
ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተጽሪ ዲኻ፧
ትምህርቲ 30፦ ሓዘን ተጻወር
ሰብና ምስ ዚሞተና፡ ንሓዘናን ኽንጻወሮ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧
ትምህርቲ 29፦ ትሑት ኩን
ካሌብ ትሑት ምዃን ተማሂሩ።
ትምህርቲ 28፦ ግፍዒ ተጻወር
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣብነት ዮሴፍ፡ ግፍዒ ኽንጻወር ብኸመይ ይሕግዘና፧
ትምህርቲ 27፦ ንገነት ብኣእምሮኻ ስኣላ
ንገነት ብኣእምሮኻ ኽትስእላዶ ትኽእል፧
ትምህርቲ 26፦ በጃ
መስዋእታዊ በጃ የሱስ ሕጂ ብኸመይ ይሕግዘና፧
ትምህርቲ 25፦ ዕርክነት መስርት
ኣብ ጉባኤ ምስ መን ክትተዓራረኽ ትኽእል፧
ትምህርቲ 24፦ የሆዋ ንዅሉ ገይርዎ
ኣምላኽ ብዙሕ ዜደንቕ ነገራት ፈጢሩ እዩ። ነየናይ ትፈቱ፧
ትምህርቲ 23፦ ስም የሆዋ
ትርጉም ስም ኣምላኽ ትፈልጦ ዲኻ፧
ትምህርቲ 22፦ ሓደ ሰብኣይ ምስ ሓንቲ ሰበይቲ
ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ ዘውጽኦ ስርዓት እንታይ እዩ፧ ኣገዳሲ ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧
ትምህርቲ 21፦ ዕጉስ ኩን!
ንካሌብ ዕጉስ ኪኸውን እንታይ ከም ዝሓገዞ ካብዛ ቪድዮ ርአ።
ትምህርቲ 20፦ ሓቀኛ ኹን
ወትሩ ሓቂ ኽትዛረብ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
ትምህርቲ 19፦ ለጋስ ኩን
ሳላ ልግሲ ህዝቢ የሆዋ፡ እንታይ ጽቡቕ ነገራት ኪርከብ ተኻኢሉ፧
ትምህርቲ 18፦ ቤት የሆዋ ኣኽብር
ንቤት ኣምልኾ የሆዋ ኸመይ ጌርካ ግቡእ ኣኽብሮት ተርኢ፧
ትምህርቲ 17፦ ንደቅኻ ኣዕቍቦም
ካሌብን ሶፍያን ብኸመይ ካብ ሓደጋ ኪዕቈቡ ኸም ዚኽእሉ ተማሂሮም።
ትምህርቲ 16፦ ብቛንቋ ወጻኢ ስበኽ
ካልእ ቋንቋ ንዚዛረቡ ሰባት ብኸመይ ነቲ ብስራት ክትነግሮም ትኽእል፧
ትምህርቲ 15፦ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ
ኣብ ኣኼባታት ክንሰምዕን ክንምሃርን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
ትምህርቲ 14፦ ሓሳብ ንምሃብ ተዳሎ
ኣብ ኣኼባ ሓሳብ ንምሃብ ክትዳሎ ኸለኻ፡ እንታይ ኣርባዕተ ነጥቢ ኽትዝክር ኣሎካ፧
ትምህርቲ 13፦ የሆዋ ኼትብዓካ እዩ
ብዛዕባ የሆዋ ንኻልኦት ክትነግር እንታይ ኼትብዓካ ይኽእል፧
ልቢ ቘልዑ ዚትንኪ ተኸታታሊ ቪድዮታት
ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንቘልዑ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር ተኸታታሊ ቪድዮታት ኣዳልዮም ኣለዉ። እቲ ቪድዮታት ብኸመይ ከም ዚስራሕ ርአ።
ትምህርቲ 11፦ ብናጻ ይቕረ በል
ንሓደ ዝበደለካ ሰብ ብኸመይ ክትሕዞ ኣሎኻ፧
ትምህርቲ 10፦ ለዋህ ኩን፡ ዘሎካ ድማ ኣማቕል
ካሌብን ሶፍያን ዘለዎም ነገራት ምምቓሎም ከመይ ከም ዘሐጐሶም ርአ።
ትምህርቲ 9፦ ‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’
ኣምላኽ ንመጀመርታ ግዜ እንታይ ከም ዝፈጠረ ትፈልጥ፧ ምስ ካሌብ ሓቢርካ፡ ኵሉ ብኸመይ በብደረጃኡ ኸም እተፈጥረ ተምሃር።
ትምህርቲ 8፦ ጽፉፍን ጽሩይን ኩን
የሆዋ ንዅሉ ኣብ ቦቦታኡ እዩ ዚገብሮ። ንስኻ እውን ብኸመይ ጽፉፍን ጽሩይን ክትከውን ከም እትኽእል ተምሃር።
ትምህርቲ 6፦ በጃኻን አመስግነካን በል
ካሌብ፡ እዘን ቃላት እዚአን ኣድለይቲ ምዃነን ተማሂሩ።
ትምህርቲ 5፦ ናብ ኣገልግሎት ንኺድ
ሶፍያ ናብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽትከይድ ተዳልያ ድያ፧ ነታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ንስኻ እውን ተዳሎ።
ትምህርቲ 4፦ ስርቂ ጌጋ እዩ
ኣምላኽ ንስርቂ ብኸመይ ይርእዮ፧ ዘጸኣት 20:15 ኣንብብ። ነዛ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ምስ ካሌብ ሓቢርካ ተምሃር።
ትምህርቲ 3፦ ኵሉ ሳዕ ጸሊ
እዚ ቪድዮ እዚ ንቘልዑ ዅሉ ሳዕ ናብ የሆዋ ኺጽልዩ ኸም ዚኽእሉ ይምህሮም።
ትምህርቲ 2፦ ንየሆዋ ተኣዘዞ
ብዝዀነ ይኹን ባምቡላ ኽትጻወት ግቡእ ድዩ፧ ነዛ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ካሌብ ብኸመይ ዓርኪ የሆዋ ኸም ዝዀነ ተምሃር።
ትምህርቲ 1፦ ንወለድኻ ተኣዘዞም
ንወለድኻ ኽትእዘዞም ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ነዛ ቪድዮ ርኣያ እሞ ምስ ካሌብ ዄንካ ተምሃር።
Sorry, there are no terms that match your selection.