4ይ ምዕራፍ፦ “ምእንቲ እዚ እየ መጺአ”
የሱስ ኣብቲ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ቐዳማይ ዙረት ስብከቱ፡ ደቀ መዛሙርቲ ይገብር ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ 12 ሃዋርያት ሸመ። ኣብ ማርቆስ 1:21-29፣ ሉቃስ 4:31-39፣ ማቴዎስ 8:14, 15፣ ማርቆስ 1:30, 31፣ ሉቃስ 4:40, 41፣ ማቴዎስ 8:16, 17፣ ማርቆስ 1:32-38፣ ሉቃስ 4:42, 43፣ ማቴዎስ 4:23-25፣ ማርቆስ 1:39-45፣ ማቴዎስ 8:1-4፣ ሉቃስ 5:12-16፣ ማርቆስ 2:1-12፣ ማቴዎስ 9:1-8፣ ሉቃስ 5:17-26፣ ማርቆስ 2:13, 14፣ ማቴዎስ 9:9፣ ሉቃስ 5:27, 28፣ ማርቆስ 2:15-17፣ ማቴዎስ 9:10-13፣ ሉቃስ 5:29-32፣ ማቴዎስ 9:14-17፣ ሉቃስ 5:33-39፣ ማርቆስ 2:18-22፣ ሉቃስ 4:44፣ ዮሃንስ 5:1-47፣ ማርቆስ 2:23-28፣ ማቴዎስ 12:1-8፣ ሉቃስ 6:1-11፣ ማቴዎስ 12:9-14፣ ማርቆስ 3:1-12፣ ማቴዎስ 12:15-21፣ ሉቃስ 6:12-16፣ ማርቆስ 3:13-19ሀ እተመስረተ።

