ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር

ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር።

ኤልያስ

ኤልያስ፡ ንሱ ጥራይ ንየሆዋ ዜምልኽ ዘሎ ዀይኑ ተሰምዖ። እሞ ደኣ፡ የሆዋ ብኸመይ ሓጊዝዎ፧

መፊቦሸት

ዘይፍትሓውነት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ከም መፊቦሸት ሓጐስካ ብኸመይ ክትዕቅብ ትኽእል፧

ዮሴፍ

የሴፍ ኣሕዋቱ ብዙሕ በዲሎምዎ እዮም። ንሱኸ እንታይ ምላሽ ሂቡ፧

እያሱን ካሌብን

እያሱን ካሌብን ዘይከም ካልኦት ዝተብዑ ብኸመይ እዮም፧

ኣቢጋይል

ኣቢጋይል ንሓደ ዓርካ፡ ኣብ ክንዲ ሕማቕ ጽቡቕ ንኺገብር ብኸመይ ሓጊዛቶ፧

ዴቦራ

ከም ዴቦራ ተባዕ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ኣቤል

ኣብ የሆዋ እምነትካ ብዛዕባ ምህናጽ ካብ ኣቤል እንታይ ትምሃር፧

ኤርምያስ

ካብቲ ዓርኪ የሆዋ ዝነበረ ኤርምያስ ብዛዕባ ትብዓት እንታይ ትምሃር፧

ሓናንያን ሚሻኤልን ዓዛርያን

ከምቶም ኣዕሩኽ የሆዋ ዝነበሩ ሓናንያን ሚሻኤልን ዓዛርያን እዙዝ ክትከውን ትኽእልዶ፧

Sorry, there are no terms that match your selection.