እንታይ እዩ ኣእሚኑኒ፧—ፍቕሪ ንዘይፍትሓውነት ትስዕሮ
ኣልዋንደን ኤማን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ተስፋታት፡ ንሰባት ነባሪ ብዝዀነ መገዲ ምእንቲ ኺሕግዝዎም ንድሌቶም ብኸመይ ከም ዘለዓዓሎ ይገልጹ። ከምኡ ብምግባሮም ምስ ካልኦት ናይ ሓቂ ሓድነት ኪምስርቱ ኽኢሎም።

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧