ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ይሰምዖ ድዩ፧

ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ይሰምዖ ድዩ፧

ኣምላኽ ንዅሎም ዓይነት ሰባት፡ ብጸሎት ኣቢሎም ናብኡ ኪቐርቡ ዓዲምዎም ኣሎ። ኰይኑ ግና፡ ንዅሉ ጸሎት ይሰምዖ ወይ ይቕበሎ ድዩ፧