ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ ኣጻውት ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ ኵለን ሃይማኖታትዶ ሓቂ ይምህራ እየን፧ ስለምንታይ ደኣ እዩ ኣዝዩ ብዙሕ ንሓድሕዱ ዚጋጮ እምነታት ዘሎ፧ ኣምልኾና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል እንተ ዀይኑኸ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይርካ ኢኻ ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ክትረኽባ እትኽእል፧ መጽሓፍ ቅዱስ 9 መለለይታት ናይ ሓቂ ሃይማኖት ይገልጽ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መንፈሳውነት እንታይ እዩ፧ ሃይማኖት ዘይብለይ ክነሰይ መንፈሳዊ ክኸውን እኽእልዶ፧ መንፈሳውነት ከተማዕብል ዚሕግዘካ ሰለስተ ሓሳባት ፍለጥ፣ ብዛዕባኡ ዘሎ ኣርባዕተ ግጉይ ርድኢት እውን ኣለሊ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኵለን ሃይማኖታት ሕደ ድየን፧ ኵለንከ ናብ ኣምላኽ ይመርሓ ድየን፧ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጐሊሑ ዚርከብ ክልተ ረቛሒ ነዚ ይምልሰልና እዩ። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ ናብ ዘይንርእዮ ኣምላኽ ንምቕራብ ምሓገዘዶ፧ ግምቢ ዘብዐኛ መጻኢኻ ኽትመርጽ ትኽእል ኢኻ! ገሊኦም ሰባት፡ ንህይወቶም ዚቈጻጸሮ ጽሕፍቶኦም ወይ ዕድሎም ከም ዝዀነ ይኣምኑ እዮም። ግናኸ እዚ ሓቂ ድዩ፧ ብዛዕባና ኣብ ኣኼባ ተኣከብ ብዛዕባ ሰሙናዊ ኣኼባታትና ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ኣብ ከባቢኻ ዚርከብ መአከቢ ቦታ ድለ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ ትግርኛ ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502018853/univ/art/502018853_univ_sqr_xl.jpg