ዓርኪ የሆዋ ኹን—ናይ ፈለማ መዝሙራት

እዚ ኽፋል እዚ፡ ንልቢ ቘልዑ ዚትንኪ መዝሙራት ሒዙ ኣሎ።

መዕቈብየይ ኢኻ

ሕማቕ ኪስምዓካ ኸሎ፡ የሆዋ ኼጸናንዓካ ይኽእል እዩ።

ዳዊት—ኣብነት ንንኣሽቱ

ዳዊት ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ምሉእ ህይወቱ ንየሆዋ ቐሪብዎ፡ ብእኡ እውን ተኣሚኑ።

ኣስቴር ተባዕ እያ ነይራ

ኣስቴር ኣብ ጐድኒ ቕኑዕ ተቢዓ ቘመት—ንስኻ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ!

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (3ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ኻብ ማቴዎስ ክሳብ ራእይ ፍለጥ።

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (2ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኻብ ኤርምያስ ክሳብ ሚልክያስ ፍለጥ።

መማሰዊ ኹን

ነቶም ዚከናኸኑኻ ብኸመይ ሞሳኻ ኸተርኢ ትኽእል፧

መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጽንዕ (1ይ ክፋል)

ተርታ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ኻብ ዘፍጥረት ክሳብ ኢሳይያስ ፍለጥ።

Sorry, there are no terms that match your selection.