ግምቢ ዘብዐኛ ነሓሰ 2014 | ኣምላኽ ይግደሰልካ ድዩ፧

ኣምላኽ ዚግደሰልካ እንተ ዀይኑ፡ ከም ዚግደሰልካ ብኸመይ እዩ ዜርኢ፧

ገበር

ኣምላኽ የቕልበልካ ድዩ፧

እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ብሓቂዶ ይግደሰልካ እዩ፧

ገበር

ኣምላኽ ይርእየካ

“ዚርኢ ኣምላኽ” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧

ገበር

ኣምላኽ ይርድኣልካ

ኣምላኽ ልብኻ ኺምርምር ከሎ፡ ካብ ጕድለታትካ ንላዕሊ ይርኢ እዩ

ገበር

ኣምላኽ የጸናንዓካ

ጸገማትካ ምስቲ ኸቢድ ጸገማት መብዛሕትኦም ህዝቢ ዓለም ኪነጻጸር ከሎ፡ ዘይረብሕ ዚመስል እንተ ዀይኑኸ፧

ገበር

ኣምላኽ ይቐርበካ

ብኣምላኽ ትኣምን እኳ እንተ ዀንካ፡ ክትቀርቦ ኸም እትኽእል ኰይኑ ዘይስምዓካ እንተ ዀነኸ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ንዘይፍትሓውነትን ንዓመጻን ባዕለይ ክቃለሶ እጽዕር ነይረ

ኣንትዋን ቱማ ኽኢላ ኩንግ ፉ እዩ ነይሩ፣ ቀዳማይ ጢሞቴዎስ 4:8 ግና ንህይወቱ ቐዪራቶ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

“ዝሐለምክዎ ሕልሚ እማ ስምዑ”

ዮሴፍ ኣብ ስድራ ቤቱ ዘሕለፎ ኣጸጋሚ ኣተዓባብያ፡ ነተን ሎሚ ሰብኣይ ኣደ ወይ ሰበይቲ ኣቦ ዘለወን ስድራ ቤታት፡ መለበሚ ኪዀነን ይኽእል እዩ።

ሕቶታት ኣንበብትና

ንኣምላኽ መን ፈጢርዎ፧

ኣምላኽ ዘለኣለማዊ ምዃኑ ምእማን ፈጺሙ ዘይወሓጠልካ ሓሳብ ድዩ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ገሊአን ሃይማኖታት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት ዘይብለን ኪዀና ይኽእላ ድየን፧