ትግርኛ
ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧
/assets/ct/7e6416ec85/images/syn_placeholder_sqr.png
w12 1/10 ገጽ 32

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም እውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወዲ ሰብ ዘለዎ ዜገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ቅኑዕ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ እንተ ደኣ ደሊኻ: www.jw.org. ብዚብል ዌብ ሳይት ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።