ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ትግርኛ
ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧
/assets/ct/e5be1b2cc6/images/syn_placeholder_sqr.png
w00 15/12 ገጽ 32
ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

 ኣብዛ እተሸገረት ዓለምውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዘገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ክትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ከጽንዕ እንተድኣ ደሊኻ: በጃኻ ካብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዝቐርበካ ጽሓፍ።