ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ 1 ጥቅምቲ 2000 ምድሪ ንደቅሰብ መፈተኒት ቦታ ጥራይ ድያ፧ ዘለኣለማዊ ሓጐስ ኣብ ሰማይ ወይስ ኣብ ምድሪ፧ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ—ዋጋ ዘለዎን ባህ ዘብልን ኢዩ መጽናዕቲ—ዓስቢ ዘለዎን ዘሐጕስን ኢዩ ንንባብን መጽናዕትን ዝኸውን ግዜ ምዕዳግ ናይ ፍሉይ ውርሻ በረኸት ምርካብ “ጽብቕቲ ሜዳቝ” መስተውዓሊ ዲኻ፧ ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧