ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ትግርኛ
ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧
https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/d71826a198/images/syn_placeholder_sqr.png
w00 15/3 ገጽ 32

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

 ኣብዛ እተሸገረት ዓለምውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዘገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ክትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ከጽንዕ እንተ​ድኣ ደሊኻ: በጃኻ ካብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዝቐርበካ ጽሓፍ።