ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

ማሕበራውን ፖለቲካውን ተሳትፎ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ስለምንታይ እዮም ዘይዋግኡ፧

ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣይዋግኡን እዮም። ስለምንታይ ከም ዘይንዋጋእ ፍለጥ።

(ኣብ ትሕቲ ብዛዕባና > ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ርአ)

ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም

ባህርያዊ ሓደጋ ኣብ ዜጋጥመሉ እዋን፡ ፍቕሪ ንተግባር ተለዓዕለና

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ሓያሎ ሃገራት፡ ሓገዝ ኣብ ዜድልየሉ እዋን ይሕግዙ እዮም።

(ኣብ ትሕቲ ብዛዕባና > ንጥፈታት ርአ)