ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

ቪድዮታት

ዝያዳ ናጽነት ክረክብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ወለድኻ፡ እኹል ሰብ ከም ዝዀንካ ገይሮም ኪሕዙኻ ዘለዎም ኰይኑ ይስምዓካ፡ ንሳቶም ግና ነዚ ኣይሰማምዕሉን ይዀኑ። ዝያዳ ምእንቲ ኺኣምኑኻ፡ እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧

ብሰባት እተጻሕፈ እንተ ደኣ ዀይኑ፡ ቃል ኣምላኽ ተባሂሉ ኺጽዋዕ ዚበቅዕ ድዩ፧

(ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት፡ “መጽሓፍ ቅዱስ” ኣብ ትሕቲ ዚርከበሉ ኽፋል ርአ)