ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ኣብ ኒው ዮርክ ኣገዳሲ ዝዀነ ቤት ትምህርቲ ይካየድ እዩ፣ እቶም ተምሃሮ ግና ኻብ መላእ ዓለም ዝመጹ እዮም። እቶም ተምሃሮ ናብዚ ቤት ትምህርቲ እዚ ዚበጽሑ ብኸመይ እዮም፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
አርዊን ላምስፋስ ሓደ እዋን ንዓርኩ፡ “ስለምንታይ ኢና ተፈጢርና ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧” ኢሉ ሓተቶ። እቲ መልሲ ንህይወቱ ቐየሮ።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።