ኣርእስቲ/ሓበሬታ ኣሕተምቲ
ኣርእስቲ/ሓበሬታ ሓተምቲ
ካብቲ ብ2013 ተኸሊሱ ዝወጸ ሕታም እንግሊዝኛ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተተርጐመ
“እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ [יהוה፡ የሀወሀ] ኸምዚ ይብል፦ ‘ . . . እንሆ፡ ኣነ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን እፈጥር ኣለኹ፣ እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን፡ ኣብ ልቢ እውን ኣይኪመጽእን እዩ።’”—ኢሳይያስ 65:13, 17፣ 2 ጴጥሮስ 3:13 እውን ርአ።
ብምሉእ ወይ ብኸፊል፡ ብልዕሊ 240 ቋንቋ ይርከብ። ምሉእ ዝርዝር ቋንቋታት ንምርካብ ኣብ www.jw.org ርአ።
ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብዅሉ ቛንቋታት እተሓትመሉ ብዝሒ፦
244,746,446 ቅዳሕ
ብ2023 ተሓቲሙ
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚግበር ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
መጽሓፍ ቅዱስ–ትርጉም ሓዳስ ዓለም
Tigrinya (nwt-TI)
Made in U.S.A.
900 Red Mills Road
Wallkill, NY 12589-5200 U.S.A.

