ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዮሃንስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21

ትሕዝቶ

  • 1

    • ቃል ስጋ ዀነ (1-18)

    • ዮሃንስ መጥምቕ ዝሃቦ ምስክርነት (19-28)

    • የሱስ፡ ገንሸል ኣምላኽ (29-34)

    • ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ የሱስ (35-42)

    • ፊልጶስን ናትናኤልን (43-51)

  • 2

    • ኣብ ቃና እተገብረ መርዓ፣ ማይ ናብ ወይኒ (1-12)

    • የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (13-22)

    • የሱስ እንታይነት ሰብ ይፈልጥ (23-25)

  • 3

    • የሱስን ኒቆዲሞስን (1-21)

      • ዳግም ምውላድ (3-8)

      • ኣምላኽ ንዓለም ኣፍቀራ (16)

    • ዮሃንስ ብዛዕባ የሱስ ዝሃቦ ናይ መወዳእታ ምስክርነት (22-30)

    • እቲ ኻብ ላዕሊ ዚመጽእ (31-36)

  • 4

    • የሱስን እታ ሳምራዊት ሰበይትን (1-38)

      • ንኣምላኽ “ብመንፈስን ብሓቅን” ኣምልኽዎ (23, 24)

    • ብዙሓት ሳምራውያን ብየሱስ ኣመኑ (39-42)

    • የሱስ ንሓደ ወዲ ኣገልጋል ንጉስ ኣሕወዮ (43-54)

  • 5

    • ሓደ ሕሙም ኣብ ቤት-ዛታ ሓወየ (1-18)

    • የሱስ ካብ ኣቦኡ ስልጣን ተዋሂብዎ እዩ (19-24)

    • ምዉታት ድምጺ የሱስ ኪሰምዑ እዮም (25-30)

    • ብዛዕባ የሱስ እተዋህበ ምስክርነት (31-47)

  • 6

    • የሱስ ን5,000 መገበ (1-15)

    • የሱስ ብማየ ማይ ከደ (16-21)

    • የሱስ፡ “እንጌራ ህይወት” (22-59)

    • ብዙሓት ብቓላት የሱስ ተዓንቀፉ (60-71)

  • 7

    • የሱስ ኣብ በዓል ዳስ (1-13)

    • የሱስ ኣብቲ በዓል መሃረ (14-24)

    • ብዛዕባ ክርስቶስ ዝነበረ እተፈላለየ ርእይቶታት (25-52)

  • 8

    • ኣቦ ብዛዕባ የሱስ ይምስክር (12-30)

      • የሱስ፡ “ብርሃን ዓለም” (12)

    • ዘርኢ ኣብርሃም (31-41)

      • ‘ሓቂ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ’ (32)

    • ደቂ ድያብሎስ (42-47)

    • የሱስን ኣብርሃምን (48-59)

  • 9

    • የሱስ ብዕዉሩ እተወልደ ሰብኣይ ኣሕወየ (1-12)

    • እቲ ዝሓወየ ሰብኣይ ብፈሪሳውያን ተሓትተ (13-34)

    • ዑረት ፈሪሳውያን (35-41)

  • 10

    • ጓሳን ደምበ ኣባጊዕን (1-21)

      • የሱስ ሕያዋይ ጓሳ እዩ(11-15)

      • ‘ካልኦት ኣባጊዕ ኣለዋኒ’ (16)

    • ኣይሁድ ኣብ በዓል ወፈያ ንየሱስ ረኸብዎ (22-39)

      • ብዙሓት ኣይሁድ ምእማን ኣበዩ (24-26)

      • “ኣባጊዐይ ድምጸይ ይሰምዓ” (27)

      • ወዲ ምስ ኣቦ ሓድነት ኣለዎ (30, 38)

    • ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ብዙሓት ኣመኑ (40-42)

  • 11

    • ሞት ኣልኣዛር (1-16)

    • የሱስ ንማርታን ንማርያምን ኣጸናንዐን (17-37)

    • የሱስ ንኣልኣዛር ኣተንስኦ (38-44)

    • ንየሱስ ንምቕታል እተኣልመ ውዲት (45-57)

  • 12

    • ማርያም ኣብ እግሪ የሱስ ቅብኢ ኣፍሰሰት (1-11)

    • የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (12-19)

    • የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (20-37)

    • ኣይሁድ ብዘይምእማኖም ብዛዕባኦም ዝነበረ ትንቢት ተፈጸመ (38-43)

    • የሱስ ንዓለም ኬድሕን መጸ (44-50)

  • 13

    • የሱስ ኣእጋር ደቀ መዛሙርቱ ሓጸበ (1-20)

    • የሱስ፡ ይሁዳ ኣሕሊፉ ኸም ዚህቦ ገለጸ (21-30)

    • ሓድሽ ትእዛዝ (31-35)

      • “ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም” (35)

    • ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (36-38)

  • 14

    • የሱስ፡ ናብ ኣቦ እንቐርበሉ ሓደ በይኑ መገዲ (1-14)

      • “መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ” (6)

    • የሱስ፡ መንፈስ ቅዱስ ከም ዚውሃብ ኣተስፈወ (15-31)

      • “ካባይ ኣቦ ይዓቢ” (28)

  • 15

    • ምሳሌ እቲ ናይ ሓቂ ተኽሊ ወይኒ (1-10)

    • ከም ናይ ክርስቶስ ዝበለት ፍቕሪ ኸነርኢ እተዋህበ ትእዛዝ (11-17)

      • ‘ካብዚ ዚዓቢ ፍቕሪ ዘለዎ የልቦን’ (13)

    • ዓለም ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ ትጸልኦም (18-27)

  • 16

    • ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ኪቕተሉ ይኽእሉ (1-4ሀ)

    • መንፈስ ቅዱስ ዚገብሮ ነገር (4ለ-16)

    • ጓሂ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ናብ ሓጐስ ኪልወጥ እዩ (17-24)

    • የሱስ ንዓለም ሰዓራ (25-33)

  • 17

    • የሱስ ምስ ሃዋርያቱ ዝጸለዮ ናይ መወዳእታ ጸሎት (1-26)

      • ንኣምላኽ ምፍላጥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ (3)

      • ክርስትያናት ካብ ዓለም ኣይኰኑን (14-16)

      • “ቃልካ ሓቂ እዩ” (17)

      • “ስምካ ኣፍሊጠዮም ኣለኹ” (26)

  • 18

    • ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ሃቦ (1-9)

    • ጴጥሮስ ብሰይፊ ወቕዐ (10, 11)

    • የሱስ ናብ ሃና ተወስደ (12-14)

    • ቀዳማይ ክሕደት ጴጥሮስ (15-18)

    • የሱስ ኣብ ቅድሚ ሃና (19-24)

    • ካልኣይን ሳልሳይን ክሕደት ጴጥሮስ (25-27)

    • የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ (28-40)

      • “መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰነትን” (36)

  • 19

    • ንየሱስ ገረፍዎን ኣላገጹሉን (1-7)

    • ጲላጦስ ከም ብሓድሽ ንየሱስ ሓተቶ (8-16ሀ)

    • የሱስ ኣብ ጐልጎታ ተሰቕለ (16ለ-24)

    • የሱስ ንኣዲኡ ዝገበረላ መሰናድዎ (25-27)

    • ሞት የሱስ (28-37)

    • የሱስ ተቐብረ (38-42)

  • 20

    • እቲ መቓብር ጥራዩ ጸንሐ (1-10)

    • የሱስ ንማርያም መግደላዊት ተራእያ (11-18)

    • የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም (19-23)

    • ቶማስ ተጠራጠረ፡ ደሓር ግና ኣመነ (24-29)

    • ዕላማ እዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ (30, 31)

  • 21

    • የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም (1-14)

    • ጴጥሮስ ንየሱስ ዘለዎ ፍቕሪ ኣረጋገጸሉ (15-19)

      • “ኣባጊዐይ ኣብልዕ” (17)

    • መጻኢ እቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር (20-23)

    • መደምደምታ (24, 25)