ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 እብራውያን ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 ትሕዝቶ 1 ኣምላኽ ብወዱ ተዛሪቡና (1-4) እቲ ወዲ ኻብ መላእኽቲ ይበልጽ (5-14) 2 ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ነቕልብ (1-4) ኵሉ ንየሱስ ተገዝአ (5-9) የሱስን ኣሕዋቱን (10-18) ቀንዲ መራሒ ድሕነቶም (10) መሓሪ ሊቀ ኻህናት (17) 3 የሱስ ካብ ሙሴ ይዓቢ (1-6) ኵሉ ብኣምላኽ ተሰርሐ (4) ብዛዕባ ዘይምእማን እተዋህበ መጠንቀቕታ (7-19) “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም” (7, 15) 4 ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ዘይምእታው ዘለዎ ሓደጋ (1-10) ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኪኣትዉ እተዋህበ ምዕዶ (11-13) ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ (12) የሱስ፡ እቲ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት (14-16) 5 የሱስ፡ ሊቀ ኻህናት ካብ ዝዀኑ ሰባት ይበልጽ (1-10) ከም ስርዓት መልከጼዴቅ (6, 10) ካብ መከራ ተኣዛዝነት ተማህረ (8) ንናይ ዘለኣለም ድሕነት ምኽንያት ኰነ (9) ብሱል ብዛዕባ ዘይምዃን እተዋህበ መጠንቀቕታ (11-14) 6 ናብ ብስለት ንገስግስ (1-3) እቶም ዚወድቁ፡ ንወዲ ኣምላኽ ከም ብሓድሽ ይሰቕልዎ (4-8) ርግጽ ተስፋ ይሃሉኹም (9-12) ተስፋ ኣምላኽ ርግጽ እያ (13-20) ተስፋን ማሕላን ኣምላኽ ኣይልወጥን እዩ (17, 18) 7 መልከጼዴቅ፡ ፍሉይ ንጉስን ካህንን (1-10) ክህነት ክርስቶስ ዘለዎ ሓለፋ (11-28) ክርስቶስ ምሉእ ብምሉእ ኬድሕን ይኽእል (25) 8 እቲ ማሕደር ዘለዎ ሰማያዊ ትርጉም (1-6) ኣብ መንጎ ብሉይ ኪዳንን ሓድሽ ኪዳንን ዘሎ ንጽጽር (7-13) 9 ኣብ ምድራዊ መቕደስ ዚግበር ቅዱስ ኣገልግሎት (1-10) ክርስቶስ ብደሙ ናብ ሰማይ ኣተወ (11-28) መንጎኛ ሓድሽ ኪዳን (15) 10 መስዋእቲ እንስሳታት ውጽኢታዊ ኣይነበረን (1-4) ሕጊ፡ ጽላሎት እዩ (1) መስዋእቲ ክርስቶስ ሓንሳእ ንሓዋሩ ቐረበ (5-18) መእተዊ ዚኸውን ሓድሽን ህያውን መገዲ (19-25) ኣኼባና ኣይንሕደግ (24, 25) ነቶም ፈትዮም ዝሓጥኡ እተዋህበ መጠንቀቕታ (26-31) ተጻዋርነት ምእንቲ ኺህልወና ዜድሊ እምንቶን እምነትን (32-39) 11 ትርጉም እምነት (1, 2) ኣብነታት እምነት (3-40) ብዘይ እምነት ንኣምላኽ ባህ ከተብሎ ኣይከኣልን እዩ (6) 12 የሱስ፡ ናይ እምነትና ፍጹም ገባሪ (1-3) ክንድዚ ዚኣኽሉ ደበና መሰኻኽር (1) ተግሳጽ የሆዋ ኣይትንዓቕ (4-11) ንኣእጋርኩም ትኽ ዝበለ መገዲ ግበሩ (12-17) ናብ ሰማያዊት የሩሳሌም ምቕራብ (18-29) 13 ናይ መደምደምታ ምዕዶን ሰላምታን (1-25) ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ (2) መውስቦ ኽቡር ይኹን (4) ንዚመርሑኹም ተኣዘዝዎም (7, 17) መስዋእቲ ውዳሰ ነቕርብ (15, 16) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ እብራውያን—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እብራውያን—ትሕዝቶ ትግርኛ እብራውያን—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt እብራውያን ገጽ 1413-1414