ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሮሜ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1-7)

    • ጳውሎስ ናብ ሮሜ ንምብጻሕ ዝነበሮ ድሌት (8-15)

    • ጻድቕ ብእምነት ይነብር (16, 17)

    • ንኣምላኽ ዘይፈርሁ ሰባት ዜመኻንይዎ የብሎምን (18-32)

      • ባህርያት ኣምላኽ ኣብ ፍጥረት ይርአ (20)

  • 2

    • ፍርዲ ኣምላኽ ኣብ ኣይሁድን ግሪኻውያንን (1-16)

      • ሕልና ዚዓይየሉ መገዲ (14, 15)

    • ኣይሁድን ሕግን (17-24)

    • ግዝረት ልቢ (25-29)

  • 3

    • ‘ኣምላኽ ሓቀኛ ዀይኑ ይረኸብ’ (1-8)

    • ኣይሁድን ግሪኻውያንን ኣብ ትሕቲ ሓጢኣት እዮም (9-20)

    • ጽድቂ ብእምነት ይርከብ (21-31)

      • ኵሎም ክብሪ ኣምላኽ ጐዲልዎም (23)

  • 4

    • ኣብርሃም ብእምነት ጸደቐ (1-12)

      • ኣብርሃም፡ ኣቦ እቶም ዚኣምኑ (11)

    • ብእምነት ዚርከብ ተስፋ (13-25)

  • 5

    • ብክርስቶስ ምስ ኣምላኽ ተዓረቕና (1-11)

    • ሞት ብኣዳም፡ ህይወት ብክርስቶስ (12-21)

      • ሓጢኣትን ሞትን ናብ ኵሉ ሓለፈ (12)

      • ሓንቲ ግብሪ ጽድቂ (18)

  • 6

    • ምስ ክርስቶስ ሓድነት ኪህልዎም እተጠምቁ ዚረኽብዎ ሓድሽ ህይወት (1-11)

    • ሓጢኣት ኣብ ሰብነትኩም ኣይንገስ (12-14)

    • ካብ ባሮት ሓጢኣት ናብ ባሮት ኣምላኽ (15-23)

      • ዓስቢ ሓጢኣት–ሞት፣ ውህበት ኣምላኽ–ህይወት (23)

  • 7

    • ካብ ሕጊ እተፈታሕናሉ መገዲ ብምሳሌ ተገልጸ (1-6)

    • ሓጢኣት ብሕጊ ተፈልጠ (7-12)

    • ምስ ሓጢኣት ዘሎና ቓልሲ (13-25)

  • 8

    • ብመንፈስ ዚርከብ ህይወትን ሓርነትን (1-11)

    • መንፈስ ውሉድነት ይምስክር (12-17)

    • ፍጥረት፡ ሓርነት ደቂ ኣምላኽ ይጽበ (18-25)

    • ‘እቲ መንፈስ ይልምነልና’ (26, 27)

    • ኣምላኽ ኣቐዲሙ ዝመደቦ (28-30))

    • ብፍቕሪ ኣምላኽ ንስዕር ኢና (31-39)

  • 9

    • ጳውሎስ በቶም ብስጋ እስራኤላውያን እተሰምዖ ጓሂ (1-5)

    • ናይ ሓቂ ዘርኢ ኣብርሃም (6-13)

    • ኣምላኽ ዚገብሮ ሕርያ ኣብ ሕቶ ዚኣቱ ኣይኰነን (14-26)

      • ኣቕሑ ቝጥዓን ኣቕሑ ምሕረትን (22, 23)

    • ተረፍ ጥራይ ይድሕን (27-29)

    • እስራኤል ተዓንቀፈ (30-33)

  • 10

    • ጽድቂ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚርከብ (1-15)

      • ብኣፍ ተኣሚኑ (10)

      • ስም የሆዋ ዚጽውዕ ይድሕን (13)

      • ጽቡቓት ኣእጋር ሰበኽቲ (15)

    • ነቲ ብስራት ኣይተቐበልዎን (16-21)

  • 11

    • እስራኤል ጠሪሱ ኣይተደርበየን (1-16)

    • ምሳሌ ኦም ኣውልዕ (17-32)

    • ዕምቈት ጥበብ ኣምላኽ (33-36)

  • 12

    • ንሰብነትኩም ህያው መስዋእቲ ጌርኩም ኣቕርብዎ (1, 2)

    • በበይኑ ውህበት፡ ግናኸ ሓደ ሰብነት (3-8)

    • ብዛዕባ ናይ ሓቂ ክርስትያናዊ ናብራ እተዋህበ ምዕዶ (9-21)

  • 13

    • ንሰበ ስልጣን ተገዝኡ (1-7)

      • ምኽፋል ግብሪ (6, 7)

    • ፍቕሪ ንሕጊ ትፍጽሞ (8-10)

    • ከም ብመዓልቲ ተመላለሱ (11-14)

  • 14

    • ንሓድሕድኩም ኣይትፋረዱ (1-12)

    • ንኻልእ ኣይትዓንቅፉ (13-18)

    • ሰላምን ሓድነትን ኣስፍኑ (19-23)

  • 15

    • ከምቲ ክርስቶስ ዝገበሮ፡ ንሓድሕድኩም ተቓባበሉ (1-13)

    • ጳውሎስ፡ ኣገልጋሊ ኣህዛብ (14-21)

    • መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ (22-33)

  • 16

    • ጳውሎስ ንፌቤን እታ ኣገልጋሊት ኣፋለጦም (1, 2)

    • ናብ ሮማውያን ክርስትያናት እተላእከ ሰላምታ (3-16)

    • ፍልልይ ከይህሉ እተዋህበ መጠንቀቕታ (17-20)

    • ካብ መዓይይቲ ጳውሎስ እተላእከ ሰላምታ (21-24)

    • ቅዱስ ምስጢር ሕጂ ተፈልጠ (25-27)