ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 ማቴዎስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 ትሕዝቶ 1 ወለዶ የሱስ ክርስቶስ (1-17) ልደት የሱስ (18-25) 2 ምብጻሕ ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ (1-12) ናብ ግብጺ ሃደሙ (13-15) ሄሮድስ፡ ሕጻናት ቀተለ (16-18) ናብ ናዝሬት ተመልሱ (19-23) 3 ዮሃንስ መጥምቕ ሰበኸ (1-12) ጥምቀት የሱስ (13-17) 4 ድያብሎስ ንየሱስ ፈተኖ (1-11) የሱስ ኣብ ገሊላ ኺሰብኽ ጀመረ (12-17) ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ተጸውዑ (18-22) የሱስ ሰበኸ፡ መሃረ፡ ኣሕወየ (23-25) 5 ኣብ ከረን እተዋህበ ስብከት (1-48) የሱስ ኣብ ከረን ኪምህር ጀመረ (1, 2) ሓጐስ ዜምጽእ ትሽዓተ ነገር (3-12) ጨውን ብርሃንን (13-16) የሱስ ንሕጊ ኺፍጽሞ መጸ (17-20) ምኽሪ ብዛዕባ ቝጥዓ (21-26)፡ ዝሙት (27-30)፡ ፍትሕ (31, 32)፡ ማሕላ (33-37)፡ ምፍዳይ ሕነ (38-42)፡ ምፍቃር ጸላእቲ (43-48) 6 ኣብ ከረን እተዋህበ ስብከት (1-34) ንርኣዩለይ ካብ ዚግበር ጽድቂ ርሓቑ (1-4) ከመይ ከም ዚጽለ (5-15) ኣብነት ዚኸውን ጸሎት (9-13) ጾም (16-18) ኣብ ምድሪ ዘይኰነስ፡ ኣብ ሰማይ መዝገብ ግበሩ (19-24) ኣይትጨነቑ (25-34) ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ (33) 7 ኣብ ከረን እተዋህበ ስብከት (1-27) ኣይትፍረዱ (1-6) ብቐጻሊ ለምኑ፡ ድለዩ፡ ኳሕኵሑ (7-11) ወርቃዊት ሕጊ (12) ጸባብ ኣፍ ደገ (13, 14) ብፍሪኦም ይልለዩ (15-23) ኣብ ከውሒ እተሃንጸት ቤት፡ ኣብ ሑጻ እተሃንጸት ቤት (24-27) እቶም ህዝቢ ብትምህርቲ የሱስ ተገረሙ (28, 29) 8 ሓደ ድዉይ ሓወየ (1-4) እምነት ሓደ ሓለቓ ሚእቲ (5-13) የሱስ ኣብ ቅፍርናሆም ብዙሓት ኣሕወየ (14-17) ንየሱስ ዚስዕቦ፡ ኪገብሮ ዚግባእ ነገር (18-22) የሱስ፡ ማዕበል ኣህድአ (23-27) የሱስ ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደደ (28-34) 9 የሱስ ንሓደ ልሙስ ኣሕወዮ (1-8) የሱስ ንማቴዎስ ጸውዖ (9-13) ብዛዕባ ጾም ዝቐረበ ሕቶ (14-17) ጓል ያኢሮስ፣ ሓንቲ ሰበይቲ ኽዳን የሱስ ተንከየት (18-26) የሱስ ንዕዉራትን ንዓባስን ኣሕወየ (27-34) እኽልስ ብዙሕ፡ ዓየይቲ ግና ሒደት (35-38) 10 እቶም 12 ሃዋርያት (1-4) ብዛዕባ ኣገልግሎት እተዋህበ ትእዛዝ (5-15) ደቀ መዛሙርቲ ኺስጐጉ እዮም (16-25) ንሰባት ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ፍርህዎ (26-31) ሰላም ዘይኰነስ፡ ሰይፊ (32-39) ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ ዚቕበል (40-42) 11 ዮሃንስ መጥምቕ ተወደሰ (1-15) ዘይሰምዕ ወለዶ ተዀነነ (16-24) የሱስ ንኣቦኡ፡ ንትሑታት ሞገስ ስለ ዝሃቦም፡ ወደሶ (25-27) ኣርዑት የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ (28-30) 12 የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” (1-8) ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ሓወየ (9-14) ኣምላኽ ዜፍቅሮ ጊልያ (15-21) የሱስ ንኣጋንንቲ ብመንፈስ ቅዱስ ኣውጽኦም (22-30) ይቕረ ዘይብሃል ሓጢኣት (31, 32) ኦም ብፍሪኡ ይፍለጥ (33-37) ትእምርቲ ዮናስ (38-42) ርኹስ መንፈስ ምስ ተመልሰ (43-45) ኣደን ኣሕዋትን የሱስ (46-50) 13 ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ (1-52) ዘራኢ (1-9) ስለምንታይ የሱስ ብምሳሌታት ከም እተዛረበ (10-17) ምሳሌ እቲ ዘራኢ ተገልጸት (18-23) ስርናይን ክርዳድን (24-30) ፍረ ኣድርን ማይ ብሑቝን (31-33) ብምሳሌታት ምዝራቡ፡ ትንቢት ይፍጽም (34, 35) ምሳሌ እቲ ስርናይን ክርዳድን ተገልጸት (36-43) እተሓብአ መዝገብን ክብርቲ ሉልን (44-46) መርበብ (47-50) ሓድሽን ብሉይን መዛግብቲ (51, 52) የሱስ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ኣይረኸበን (53-58) 14 ዮሃንስ መጥምቕ ተሰየፈ (1-12) የሱስ ን5,000 መገበ (13-21) የሱስ ብማየ ማይ ከደ (22-33) ኣብ ጌንሳሬጥ ኣሕወየ (34-36) 15 ስርዓት ሰብ ተቓልዐ (1-9) ርኽሰት ካብ ልቢ ይወጽእ (10-20) ዓባይ እምነት እታ ፊንቄኣዊት ሰበይቲ (21-28) የሱስ ንብዙሓት ሕሙማት ኣሕወየ (29-31) የሱስ ን4,000 መገበ (32-39) 16 ትእምርቲ ኺርእዩ ዘቕረብዎ ሕቶ (1-4) ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን (5-12) መፋትሕ መንግስተ ሰማያት (13-20) ጉባኤ ኣብ ከውሒ ትህነጽ (18) የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (21-23) ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (24-28) 17 ምልዋጥ የሱስ (1-13) ክንዲ ፍረ ኣድሪ እትኣክል እምነት (14-21) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (22, 23) ካብ ኣፍ ዓሳ ብእተረኽበ ሰልዲ ግብሪ ተኸፍለ (24-27) 18 ኣብ መንግስተ ሰማያት እቲ ዝዓበየ (1-6) መዐንቀፊታት (7-11) ምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ (12-14) ንሓውካ ኸመይ ጌርካ ኸም እትረብሖ (15-20) ምሳሌ እቲ ይቕረ ዘይብል ባርያ (21-35) 19 መውስቦን ፍትሕን (1-9) ከይተመርዓኻ ምንባር እተዋህቦም (10-12) የሱስ፡ ቈልዑ ባረኸ (13-15) ሓደ ሃብታም ጐበዝ ዘቕረቦ ሕቶ (16-24) ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዚኽፈል መስዋእቲ (25-30) 20 ዓየይቲ ኣታኽልቲ ወይንን ማዕረ ኽፍሊቶምን (1-16) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (17-19) ኣብ መንግስቲ ቦታ ኺውሃቦም ዘቕረብዎ ልማኖ (20-28) የሱስ በጃ ብዙሓት (28) ክልተ ዕዉራት ሓወዩ (29-34) 21 የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (1-11) የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (12-17) ኦም በለስ ተረግመት (18-22) ንስልጣን የሱስ ብድሆ ቐረበሉ (23-27) ምሳሌ እቶም ክልተ ደቂ (28-32) ምሳሌ እቶም ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት (33-46) ርእሲ እምኒ መኣዝን ተናዕቀ (42) 22 ምሳሌ እቲ መርዓ (1-14) ኣምላኽን ቄሳርን (15-22) ብዛዕባ ትንሳኤ ዝቐረበ ሕቶ (23-33) ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት (34-40) ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ድዩ፧ (41-46) 23 ንጸሓፍትን ንፈሪሳውያንን ኣይትምሰልዎም (1-12) ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ወይለኦም (13-36) የሱስ ንየሩሳሌም ኣልቀሰላ (37-39) 24 ምልክት እቲ ክርስቶስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን (1-51) ውግእ፡ ጥሜት፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ (7) ብስራት ይስበኽ (14) ብርቱዕ ጸበባ (21, 22) ትእምርቲ ወዲ ሰብ (30) ኦም በለስ (32-34) ከም ዘመን ኖህ (37-39) ንቕሑ (42-44) እቲ እሙን ባርያን እኩይ ባርያን (45-51) 25 ምልክት እቲ ክርስቶስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን (1-46) ምሳሌ እተን ዓሰርተ ደናግል (1-13) ምሳሌ እተን ታለንት (14-30) እተን ኣባጊዕን እተን ኣጣልን (31-46) 26 ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1-5) ሓንቲ ሰበይቲ ንየሱስ ቅዱይ ቅብኢ ኣፍሰሰትሉ (6-13) ናይ መወዳእታ ፋስጋን ኣሕሊፍካ ምሃብን (14-25) ምቛም ድራር ጐይታ (26-30) ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (31-35) የሱስ ኣብ ጌተሴማኔ ጸለየ (36-46) የሱስ ተታሕዘ (47-56) ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (57-68) ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (69-75) 27 የሱስ ናብ ኢድ ጲላጦስ ኣሕሊፍካ ተዋህበ (1, 2) ይሁዳ ተሓንቀ (3-10) የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ (11-26) ኣላገጹሉ (27-31) ኣብ ጐልጎታ፡ ኣብ ጕንዲ ተሸንከረ (32-44) የሱስ ሞተ (45-56) የሱስ ተቐብረ (57-61) ነቲ መቓብር ብጽኑዕ ሓለውዎ (62-66) 28 የሱስ ተንስአ (1-10) ወተሃደራት ምእንቲ ኺሕስዉ፡ ጉቦ ተዋህቦም (11-15) ደቀ መዛሙርቲ ንምግባር እተዋህበ መዝነት (16-20) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ማቴዎስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ማቴዎስ—ትሕዝቶ ትግርኛ ማቴዎስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ማቴዎስ ገጽ 1151-1153