ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 መሳፍንቲ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 ትሕዝቶ 1 ይሁዳን ስምኦንን ዝሓዝዎ ቦታታት (1-20) ይቡሳውያን ካብ የሩሳሌም ኣይለቐቑን (21) ዮሴፍ ንቤት-ኤል ሓዛ (22-26) ከነኣናውያን ጠሪሶም ኣይተሰጕጉን (27-36) 2 መልኣኽ የሆዋ ዝሃቦ መጠንቀቕታ (1-5) ሞት እያሱ (6-10) ንእስራኤል ንምድሓን፡ መሳፍንቲ ተንስኡ (11-23) 3 የሆዋ ንእስራኤል ፈተኖ (1-6) ዖትኒኤል እቲ ቐዳማይ መስፍን (7-11) ኤሁድ ንንጉስ ዔግሎን ቀተሎ (12-30) ሻምጋር (31) 4 ያቢን ንጉስ ከነኣን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-3) ነብዪት ዴቦራን ባራቅን (4-16) ያዔል ንሲሰራ እቲ ሓለቓ ሰራዊት ቀተለቶ (17-24) 5 ዴቦራን ባራቅን ዝዘመርዎ መዝሙር ዓወት (1-31) ከዋኽብቲ ምስ ሲሰራ ተዋግኡ (20) ርባ ቂሶን ኣዕለቕለቐ (21) እቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ፡ ከም ጸሓይ እዮም (31) 6 ሚድያን ንእስራኤል ጨቈኖ (1-10) መልኣኽ ንጊዴዎን ኣተባብዖ (11-24) ጊዴዎን፡ መሰውኢ በዓል ኣፍረሰ (25-32) መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ጊዴዎን መጸ (33-35) ፈተና ቝሩጽ ጸምሪ (36-40) 7 ጊዴዎንን 300 ሰቡን (1-8) ሰራዊት ጊዴዎን ንሚድያን ሰዓሮ (9-25) “ሰይፊ የሆዋን ጊዴዎንን!” (20) ኣብ ሰፈር ሚድያናውያን እተፈጥረ ዕግርግር (21, 22) 8 ኤፍሬማውያን ንጊዴዎን ተቛየቝዎ (1-3) ንነገስታት ሚድያን ቀተሎም (4-21) ጊዴዎን ንግስና ኣበየ (22-27) ህይወት ጊዴዎን (28-35) 9 ኣቢሜሌክ ኣብ ሴኬም ነገሰ (1-6) ዮታም እተዛረቦ ምሳልያዊ ዛንታ (7-21) ሕማቕ ኣገዛዝኣ ኣቢሜሌክ (22-33) ኣቢሜሌክ ንሴኬም ኣጥቅዓ (34-49) ሰበይቲ ንኣቢሜሌክ ቀተለቶ (50-57) 10 ቶላዕን ያኢርን (1-5) እስራኤል ይዓሉ፡ ይንሳሕ (6-16) ዓሞናውያን ንእስራኤል ኣስግእዎ (17, 18) 11 ይፍታሕ ተሰጕጐ፡ ደሓር መራሒ ዀነ (1-11) ይፍታሕ ንዓሞናውያን እተዛረቦም ዘረባ (12-28) መብጽዓ ይፍታሕን ጓሉን (29-40) ጓል ይፍታሕ ከይተመርዓወት ዘሕለፈቶ ህይወት (38-40) 12 ምስ ኤፍሬማውያን እተፈጥረ ግጭት (1-7) ፈተና ሺቦለት (6) መሳፍንቲ ዝነበሩ ኢብጻንን ኤሎንን ዓብዶንን (8-15) 13 መልኣኽ ንማኖኣን ንሰበይቱን በጽሖም (1-23) ልደት ሲምሶን (24, 25) 14 ሲምሶን ፍልስጥኤማዊት ሰበይቲ ኼእቱ ደለየ (1-4) ሲምሶን ብመንፈስ የሆዋ ኣንበሳ ቐተለ (5-9) ሲምሶን ኣብ መርዓኡ ዘቕረቦ ሕንቅሕንቅሊተይ (10-19) ሰበይቲ ሲምሶን ንኻልእ ሰብ ተዋህበት (20) 15 ሲምሶን ኣብ ልዕሊ ፍልስጥኤማውያን ሕነኡ ፈደየ (1-20) 16 ሲምሶን ኣብ ጋዛ (1-3) ሲምሶንን ደሊላን (4-22) ሲምሶን ሕነኡ ፈድዩ ሞተ (23-31) 17 ጣኦታት ሚካን ካህኑን (1-13) 18 ዳናውያን ርስቲ ይደልዩ ነበሩ (1-31) ጣኦታት ሚካን ካህኑን ተታሕዙ (14-20) ላይሽ ተወስደት፡ ዳን ተባሂላ ተሰምየት (27-29) ኣብ ዳን ዝቘመ ኣምልኾ ጣኦት (30, 31) 19 ብንያማውያን ኣብ ጊብዓ ዝፈጸምዎ ጾታዊ ገበን (1-30) 20 ምስ ብንያማውያን እተገብረ ውግእ (1-48) 21 ብንያም ብደረጃ ነገድ ካብ ጥፍኣት ደሓነ (1-25) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መሳፍንቲ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም መሳፍንቲ—ትሕዝቶ ትግርኛ መሳፍንቲ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt መሳፍንቲ ገጽ 314-315