ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 ሆሴእ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 ትሕዝቶ 1 ሰበይቲ ሆሴእን እቶም ዝወለደትሉ ውሉዳትን (1-9) ይዝርኤል (4)፡ ሎ-ሩሓማ (6)፡ ሎ-ዓሚ (9) ተስፋ ምምላስን ሓድነትን (10, 11) 2 እታ ዘይእምንቲ እስራኤል ተቐጽዐት (1-13) የሆዋ መሊሱ ሰብኣያ ዀነ (14-23) “ሰብኣየይ ኢልኪ ኽትጽውዕኒ ኢኺ” (16) 3 ሆሴእ ነታ ዘማዊት ሰበይቱ ተበጀዋ (1-3) እስራኤል ናብ የሆዋ ኺምለሱ እዮም (4, 5) 4 የሆዋ ኣንጻር እስራኤል ዘለዎ ጕዳይ (1-8) ኣብታ ምድሪ ፍልጠት ኣምላኽ የልቦን (1) ኣምልኾ ጣኦትን ብዝሒ ምንዝርናን እስራኤል (9-19) መንፈስ ምንዝርና ኣስሒትዎም (12) 5 ኣብ ልዕሊ ኤፍሬምን ይሁዳን እተፈርደ ፍርዲ (1-15) 6 ናብ የሆዋ ኺምለሱ ዝቐረበ ጻውዒት (1-3) ብተኣማንነት ዜርእይዎ ፍቕሪ ሓላፊ ዀነ (4-6) ካብ መስዋእቲ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ይሓይሽ (6) ዜሕፍር ተግባር እቲ ህዝቢ (7-11) 7 እከይ ኤፍሬም ተገልጸ (1-16) ካብ መርበብ ኣምላኽ ዜምልጥ የልቦን (12) 8 ሳዕቤናት ኣምልኾ ጣኦት ምዕጻድ (1-14) ንፋስ ይዘርኡ፡ ህቦብላ ይዓጽዱ (7) እስራኤል ንገባሪኡ ረሲዕዎ (14) 9 ኤፍሬም ብሰንኪ ሓጢኣቱ ብኣምላኽ ኪድርበ እዩ (1-17) ንዜሕፍር ኣምላኽ ርእሶም ወፈዩ (10) 10 እስራኤል፡ እቲ ብልሹው ተኽሊ ወይኒ፡ ኪጠፍእ እዩ (1-15) ምዝራእን ምዕጻድን (12, 13) 11 ኣምላኽ ንእስራኤል ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ኣፍቀሮ (1-12) “ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዊዐዮ” (1) 12 ኤፍሬም ናብ የሆዋ ይመለስ (1-14) ያእቆብ ምስ ኣምላኽ ተቓለሰ (3) ያእቆብ፡ ሞገስ ኣምላኽ ንምርካብ በኸየ (4) 13 ኤፍሬም ንየሆዋ ረሲዑ ንጣኦታት ኣምለኸ (1-16) “ኣታ ሞት፡ መንደፍካ ኣበይ ኣሎ፧” (14) 14 ናብ የሆዋ ኺምለሱ ዝቐረበ ምሕጽንታ (1-3) ውዳሰ ኸናፍር ምቕራብ (2) ጥልመት እስራኤል ምሕዋይ (4-9) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሆሴእ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ሆሴእ—ትሕዝቶ ትግርኛ ሆሴእ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ሆሴእ ገጽ 1083