ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2021
ካብ መስከረም 2020 ክሳዕ ነሓሰ 2021 እተኻየደ ዝርዝር ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።
ጠቕላላ ድምር 2021
እዚ ዓመታዊ ጸብጻብ እዚ፡ ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከቶም ዝገበርዎ ጻዕርን ዘውጽእዎ ወጻኢታትን የርኢ።
ጸብጻብ ሃገርን ግዝኣትን 2021
እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ተጠመቕትን ተኣከብቲ በዓል ዝኽርን ካልእን የጠቓልል።
እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ
መእተዊ ኣገልግሎት
ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧
ብዙሓት ሰባት፡ እንታይነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪፈልጡ ይደልዩ እዮም። ብዛዕባ እንታይነቶም ብቐጥታ ኻብኦም ስማዕ።
ብዛዕባና
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧
ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

