መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘዳ. 13:3, 4፣ 1 ዮሃ. 5:3)
ንኣሕዋትና ኸነፍቅር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ዮሃ. 4:11, 20, 21)
ንብጻይና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘሌ. 19:18፣ ኤፌ. 5:29)
ንፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ክንቀድሓ ንኽእል፧ (1 ጴጥ. 4:8፣ ቈሎ. 3:13)
ንየሆዋ ኣብ ምውዳስ ክንዕወት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 104:33፣ 146:2, 5)
ንየሆዋ ብምሉእ ልብኻ ምፍቃር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (ዘጸ. 34:14፣ ኣሞ. 5:15፣ ሮሜ 12:11)