ዝርርብ ምጅማር
ትምህርቲ 1
ተገዳስነት
ስርዓት፦ “ፍቕሪ . . . ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን።”—1 ቈረ. 13:4, 5።
የሱስ እንታይ ገይሩ፧
1. ቪድዮ ርአ፡ ወይ ዮሃንስ 4:6-9 ኣንብብ። ድሕሪኡ ነዚ ሕቶታት መርምሮ፦
ካብ የሱስ እንታይ ንምሃር፧
2. በቲ ንኻልኦት ዜገድሶም ርእሰ ነገራት ዘረባ እንተ ጀሚርና፡ ጽቡቕ ክንዛራረብ ንኽእል ኢና።
ንየሱስ ምሰሎ
3. ተዓጻጻፊ ኹን። በቲ ንዓኻ ዜተሓሳስበካ ጕዳይ ዝርርብ ከተጀምር ኣይትሃቅን። የግዳስ፡ በቲ ንኻልኦት ዜተሓሳስቦም ዘሎ ጕዳይ ዝርርብ ኣጀምር። ከምዚ ኢልካ ገዛእ ርእስኻ ሕተት፦
4. ኣስተብሃሊ ኹን። ከምዚ ኢልካ ገዛእ ርእስኻ ሕተት፦
5. ስማዕ።