ዓርቢ
“ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ”—ማቴዎስ 4:10
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 74ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ ንጹህ ኣምልኾ እንታይ እዩ፧ (ኢሳይያስ 48:17፣ ሚልክያስ 3:16)
-
10:10 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦
ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍ
“ወደይ እዚ እዩ”—1ይ ክፋል (ማቴዎስ 3:1–4:11፣ ማርቆስ 1:12, 13፣ ሉቃስ 3:1–4:7፣ ዮሃንስ 1:7, 8)
-
10:40 መዝሙር ቍ. 122ን ምልክታታትን
-
10:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መሲሓዊ ትንቢት ተፈጺሙ!—1ይ ክፋል
-
• ኣምላኽ ኣፍልጦ ይህቦ (መዝሙር 2:7፣ ማቴዎስ 3:16, 17፣ ግብሪ ሃዋርያት 13:33, 34)
-
• ካብ ዘርኢ ንጉስ ዳዊት ይትንስእ (2 ሳሙኤል 7:12, 13፣ ማቴዎስ 1:1, 2, 6)
-
• “መሲሕ፡ እቲ መራሒ” ዀይኑ ይቕባእ (ዳንኤል 9:25፣ ሉቃስ 3:1, 2, 21-23)
-
-
11:45 ንዓለም ዚገዝኣ ዘሎ ብሓቂ መን እዩ፧ (ማርቆስ 12:17፣ ሉቃስ 4:5-8፣ ዮሃንስ 18:36)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 22ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 121
-
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብቲ የሱስ ነቲ ፈታኒ ዝሃቦ ምላሽ ተምሃሩ!
-
• ብቓል የሆዋ ንበሩ (ማቴዎስ 4:1-4)
-
• ንየሆዋ ኣይትፈትንዎ (ማቴዎስ 4:5-7)
-
• ንየሆዋ ንበይኑ ኣምልኽዎ (ማቴዎስ 4:10፣ ሉቃስ 4:5-7)
-
• ንሓቂ ተጣበቑላ (1 ጴጥሮስ 3:15)
-
-
2:50 መዝሙር ቍ. 97ን ምልክታታትን
-
3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብታ የሱስ ዝነበረላ ምድሪ ዚርከብ ትምህርቲ
-
• በረኻ ይሁዳ (ማቴዎስ 3:1-4፣ ሉቃስ 4:1)
-
• ስንጭሮ ዮርዳኖስ (ማቴዎስ 3:13-15፣ ዮሃንስ 1:27, 30)
-
• የሩሳሌም (ማቴዎስ 23:37, 38)
-
• ሰማርያ (ዮሃንስ 4:7-9, 40-42)
-
• ገሊላ (ማቴዎስ 13:54-57)
-
• ፊንቄ (ሉቃስ 4:25, 26)
-
• ሶርያ (ሉቃስ 4:27)
-
-
4:10 የሱስ ኣብ ነፍሲ ወከፍና እንታይ እዩ ዚርኢ፧ (ዮሃንስ 2:25)
-
4:45 መዝሙር ቍ. 34ን መዕጸዊ ጸሎትን