ሰንበት
“. . . ሽዑ፡ መወዳእታ ኺመጽእ እዩ”—ማቴዎስ 24:14
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 84ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም በቲ ብስራት ዝኣመኑ ምሰልዎም
-
• ዘካርያስ (እብራውያን 12:5, 6)
-
• ኤልሳቤጥ (1 ተሰሎንቄ 5:11)
-
• ማርያም (መዝሙር 77:12)
-
• ዮሴፍ (ምሳሌ 1:5)
-
• ስምኦንን ሃናን (1 ዜና መዋእል 16:34)
-
• የሱስ (ዮሃንስ 8:31, 32)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 65ን ምልክታታትን
-
11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ክፉእ ወረ ዘየፍርሃና ስለምንታይ እዩ፧ (መዝሙር 112:1-10)
-
11:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
-
12:15 መዝሙር ቍ. 61ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 122
-
1:50 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “ደጊም ኣይኪድንጕን እዩ” (ራእይ 10:6)
-
2:20 መዝሙር ቍ. 126ን ምልክታታትን
-
2:30 እንታይ ተማሂርና፧
-
2:40 ‘ነቲ ብስራት ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ’—ስለምንታይን ብኸመይን፧ (1 ቈረንቶስ 2:16፣ 15:1, 2, 58፣ ማርቆስ 6:30-34)
-
3:30 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን

