ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

JW LIBRARY

ንWindows 8ን Windows Phone 8ን ዚኸውን ሓገዝ

ንWindows 8ን Windows Phone 8ን ዚኸውን ሓገዝ

JW Library ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ወግዓዊ ኣፕሊኬሽን እዩ። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሓያሎ መጽሓፍ ቅዱሳትን መጻሕፍትን ብሮሹራትን ድማ ኣለዎ።

 

 

ኣብዚ ኽፋል እዚ

JW Library ተጠቐም—ዊንደውስ

ቀንዲ ትሕዝቶJW Library ብኸመይ ከም እትጥቀም ተምሃር።

መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ተጠቐም—ዊንደውስ

ነቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን JW Library ብኸመይ መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ሕታማት ኣራጊፍካ ተጠቐም—ዊንደውስ

ነቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ሕታማት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ዕልባት ተጠቐም—ዊንደውስ

ኣብቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ዕልባት ከም እትጥቀም ተምሃር።

ታሪኽ ተጠቐም—ዊንደውስ

ኣብቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ታሪኽ ከም እትጥቀም ተምሃር።

ትርኢት ጽሑፋት ኣተዓራሪ—ዊንደውስ

ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ትርኢት ጽሑፋት ብኸመይ ከም እተተዓራሪ ተምሃር።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ድለ—ዊንደውስ

ኣብቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ከም እትደልን ብኸመይ ኣብ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ ብርእሰ ነገር ከም እትደልን ተምሃር።

ነቲ ጽሑፍ ኣድምቆ—ዊንደውስ

ኣብቲ ኣብ ዊንደውስ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ጽሑፍ ከም እተድምቕ ተምሃር።