ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ዕልባተይን ዘድመቕክዎ ጽሑፋትን ተዓቂቡ ይጸንሕ ድዩ፧

ዕልባተይን ዘድመቕክዎ ጽሑፋትን ተዓቂቡ ይጸንሕ ድዩ፧

ኣይጸንሕን እዩ። JW Library ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ጽዒንካዮ፡ ኵሉ ዕልባትካን ዘድመቕካዮ ጽሑፋትን ይጠፍእ እዩ። ሓንቲ ጽሕፍቲ ጥራይ ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ኣራጊፍካ ግና፡ እቲ ኣብታ ጽሕፍቲ ጌርካዮ ዝነበርካ ዕልባትን ዘድመቕካዮ ሓሳባትን ተዓቂቡ ኺጸንሓካ እዩ።