ሚያዝያ 6, 2018
ሓድሽ ነገር
ሓድሽ ክፋል—እምነት ኣብ ኣምላኽ
ኣብ jw.org ወብሳይት፡ ኣብ ትሕቲ፡ “ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዚብል ክፋል፡ “እምነት ኣብ ኣምላኽ” ዚብል ክፋል ኣሎ። እዚ ሓድሽ ክፋል እዚ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸ፡ “ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ” ዘርእስቱ ዓምዲ ኣለዎ።
ናብቲ፡ “እምነት ኣብ ኣምላኽ” ዘርእስቱ ኽፋል ክትኣቱ ንዕድመካ።

